Rihan Magazine Websites
Felhitube - መእተዊ
እዚ መርበብ ሓበሬታ ዕለታዊ ዜና ዝረኽብሉ፤ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ስነ-ፅሑፍ ዘንብብሉ፤ ሙዚቃ፣ ስእልን ቅርፃቅርፅን፣ ሰርከስ፣ ፋሽንን ሞዴሊንግን ንምርኣይ ዝዕደምሉ፤ ምህርቶምን ኣገልግሎቶምን ዘላልይሉ፤ ጨረታን ምልክታ ስራሕን ዝጥቅዐሉን ኣማራፂ መርበብ ሓበሬትኦም ክኸውን እዩ። እዚ መርበብ ሓበሬታ በብመዓልቱ ዝሕደስን ሓደሽቲ ሓበሬታታት እነቕርበሉን እዩ። ዝተፈላለየ ሞያዊ ሰብእና ዘለዎም ውልቀ ሰባት ተሞክሮአም ዘካፍልሉ፤ ዕዙዝ ማሕበራዊ ረብሓ ዘለዎም ትካላትን ስራሕቶምን እነቃልሐሉ እዩ።